ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 4, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ