ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦት ቁልፍታት እንትበላሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ካብ ናይ ደገ በዓል ሙያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ