ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ሃንድ ፓምፕ ሴትን ስፔርን ፣ ዌልድ ጀነሬተር ዌልዲንግ ማሽን ሶላር ንድሪል ማሽንን ግራይዲንግ ማሽንን ፣ ክጫረት ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ