ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል A4 ወረቐት 80 ግራም ተዓዲጉ ንክቐርብ ዕለት 06/12/2012 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል
2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ
3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር
4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 06/12/2012ዓ/ም ክሳብ 08/12/2012ዓ/ም