ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ትርጉም ተተርጊሙ ንክቐርብ ዕለት 20/11/2012 መሕተቲ ቁፅሪ PRV 000-0000162 ዕለት 27/11/2012 ብናይ ቤት ፅሕፈት ሕጊ ክፍሊ ብዝቐረበ ሕቶ ትርጉም መሰረት ንምትርጋም ፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ከተርጉም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 30, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል
2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ
3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር
4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 28/11/2012ዓ/ም ክሳብ 30/11/2012ዓ/ም