ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንናይ ቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክሊረወሽን ፕሮግራም መተሓባበርቲ ግልጋሎት ትዉዕል መኪና ኪራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ክማላእ ዝግቦኦ ቅድመ ኩነታት ከም ዝስዕብ ይኸዉን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 158.26 (-0.14) | 159.84 (-0.14) | |
| 184.16 (0.15) | 186.01 (0.16) | |
| 23 (0) | 23.6 (-0.03) | |
| 9.74 (0.01) | 9.83 (0) | |
| 0.99 (0) | 1 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጉንበት 28, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ