ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ቅብሊት ደረሰኝ ንምገዛእ ስለ ዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቅርበ

3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘቕርብ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ቅብሊት ደረሰኝ01

A5 size በዓል 8 ዲጂት ዘሐትም

ፓድ

1500

02

በዓል 50 ፓድ ብ 3ተ ቅዳሕ

03

1ይ ቅዳሕ ፃዕዳ

2ይ ቅዳሕ ብጫ

3ይ ቅዳሕ ቀይሕ

4

ተከታታሊ ቁፅሪ ዘለዎ

5

ሽፋኑ በዓል 120 ግራም ክላሰር ኮይኑ ብስቴፕለስ ዝተተሓዘ

6

ዝጥቅጠቅ

4 ካብ 13-15/12/2011 ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 16/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት
5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጠ 10 መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

6 ኣድራሻ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክአሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s