ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ቅብሊት ደረሰኝ ንምገዛእ ስለ ዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘቅርበ
3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘቕርብ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ቅብሊት ደረሰኝ01 | A5 size በዓል 8 ዲጂት ዘሐትም | ፓድ | 1500 |
02 | በዓል 50 ፓድ ብ 3ተ ቅዳሕ | |||
03 | 1ይ ቅዳሕ ፃዕዳ | |||
2ይ ቅዳሕ ብጫ | ||||
3ይ ቅዳሕ ቀይሕ | ||||
4 | ተከታታሊ ቁፅሪ ዘለዎ | |||
5 | ሽፋኑ በዓል 120 ግራም ክላሰር ኮይኑ ብስቴፕለስ ዝተተሓዘ | |||
6 | ዝጥቅጠቅ |
4 ካብ 13-15/12/2011 ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 16/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት
5 ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጠ 10 መዓልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ
6 ኣድራሻ 03 44 40 47 15 ደዊሎም ምሕታት ይክአሉ