ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 1 ካብ ጥዕና ጣብያ ሜዳ ዓጋመ ናብ ኮብልስቶን ሎት 4 2010ዓ/ም ዝተሰርሐ ሎት 2 ካብ ሓድሽ ኮብልስቶን ሎት 4 2010ዓ/ም ዝተሰርሐ ናብ ባር ለዉሂድ ብዉልቀ ደኣንት ማለት አዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ GC/BC ኮንትራክተር በናይ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት