ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ አስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቲ ናይ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝኮነ ኣብ ከተማ እንዳባጉና ናይ ኩለ መዳይ ዩኒየን ናይ ወርድያ ገዛን ስራሕ ደረጃ 7 ልዕሊኡን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣስገለ ፅምብላ