ተዓፅዩ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሓ/ል/ፅባቐ ከተማን ኣብ 2012ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2012 9:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ