ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ጎማ ፣ ፕሪንተር፣ ኮምፒተር ፣ ምስ ሙሉእ ኣክሰሪኡ ፣ ናይ ጋሻ ወንበር ፣ ተሽከርካሪ ወንበርን ፣ ሴክሪታ ወንበር ፣ ባትሪ ናይ መኪና ፣ ካላማደርያ ዝተፈላለየ ሓጭን መጭን አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተረርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት / ክሪክ በዓል 2ቶን 1 ፣ ዳሽ ቦርድ ቅብዓት 1፣ ኮላንት 5፣ ተንጠልጣሊ ጨና 1፣ ራድያተር መከደን 2፣ ሲል ኣይል ሬር ኣክስል 1/ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 29/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019