ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና መጋያየፂ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 2, 2012 2:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 28, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ
3 ብዉዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም
4 ፕሮፈርማ ዝወፀሉ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ይኸዉን
5 ፕሮፎርማ ዝዐፀወሉ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት11:30
6 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 02/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 02፡30
7 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 24 20