ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 02/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 26, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተዓሸገ ፖስታ ዋጋ ዝመልኦ ኣካል ፌርማን ማህተምን ክገብንረሉ ኣለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለተ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 02/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት ቤት ፅሕፈት ልምዓትን ምምሕዳርን ከተማ መቐለ ይኽፈት

3  ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ እቲ ንብረት ክቐርብ ኣለዎ

4ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

5 ቲን ናምበር ዘለኩምን

6 አብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩምን ክትኮኑ ይግባእ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 95 15

ጨረታ መደብ

s