ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዘመን 2013ዓ/ም ን ኣጋኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ / ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ/ ናይ ሓለዋ /ጥበቃ/ ፣ ግልጋሎት ፅሬትን ኣብ ቤት ፅሕፈትና ፑል ግልጋሎት ዝርኸባ ኣናእሽተይ ተሽከርከርቲ ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

የኢ/ያ ቤተሰብ መምርያ ማህበር ሰሜን ኣካባቢ ፅ/ቤት በግቢዉ ዉስጥ የሚገኝትን ሳይክሎች በጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 14, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነት ስራሕ / ዝኣረገ ናይ ምድሪ ቤት ማተኔላ ምልዓል ምፅራግ ብሓድሽ ማርብል ምንፃፍ ፣ ዝኣረገ ናይ ደረጃ ማቴኔላ ምልዓል ምፅራግን ሓድሽ ማርብል ምንፃፍን ፣ ዝኣረጉ ዘከሎ ምልዓል ምፅራግን ብሓድሽ ማርብል ዘኮሎ ምስራሕ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 9, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 9, 2012 9:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019