ተዓፅዩ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ክልልና ካብ ዝረከባ ላዕሎዎት ሆስፒታላት ንሰራሕተኛታት ዘድልዎ ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ግልጋሎታት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ክወዳደር ሰለዝደለየ ካብዚ ቀፂሊ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካላት ክተወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ