ተዓፅዩ
ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንናይ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሰራሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2016 8:45 ቅ/ሰዓት
ቦታሳሓርቲ ሳምረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ