ተዓፅዩ

ኢንተፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ መካይን ብዘዉፀኦ ሞዴል መሰረት ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንካልኣይ ግዘ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት አብ ጎደና ክንፈ ገብረመድሂን ካብ ፕሮጀክት IDP ብዝተረከበ ባጀት ናይ ፅርጊያ መብራህቲ ፅገና ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮኒክስ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳታሌሽን ብማሕበር ወይ ድማ ብዉልቀ ዳቀቅትን ኣናእሸተይን ዝተዉሃቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 3, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 3, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ17,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ኣዲስ ጎማ ክትዕድግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 22, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019