ተዓፅዩ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ: ዲዛይንን: ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንስምራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 13, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 13, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ጊዚያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንካብኔ ሴክሪታርያት ስግግር ማሕበራዊ ልምዓት ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳርን ቤት ፅሕፈት ደግመ ህንፀትን ሕዉየት ትግራይን ቤት ፅሕፈት ም/ጥ/ሕ/ዉሳነ ምሃብን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢን መጋየፂን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 4, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 4, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ቤት መዘጋጀ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ብናይ ቤት መዘጋጀ በጀት ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቐበሌ 01 ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ህንፃ ፅገና ስራሕ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ኮንስተራክሽን ማህበራት ዉልቀ ዳኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019