ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ጋዝ ኤየር ኮንድሽነር : ኤየር ኮንድሽነር ማኒፎልድ ጌጅ : ኤየር ከልነርን ባትሪን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2016 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 28, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ናይ 2015 ዓም ን 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /ቲን/ መረዳታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 አብ ዝርዝር መቅረቢ ዋጋ ማሕተም ናይ ድርጅትኩም ክዓርፎ አለዎ

5 መቅረባይነት ካብ ዕለት 28/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 2/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

6 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 3/7/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተወዳደርቲ ወይ ተወከለቶም ኣብ ዘለወሉ ይክፈት እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከለቶም እንተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን

7 ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እነተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን

8 ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተወዳዳሪይ ትካል ካብ ዉድድር ወፃ ይከዉን

ኣድራሻና ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 106 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ር ንብረት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪቁፅሪ 03 42 40 63 80 ብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይከኣል

ጨረታ መደብ

s