ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ኬንዳ 4*5 ሜትሮ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21218/ቸ/መ/ማይ ዕለት 19/07/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ