ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ምድብ ሐደ ናይ ሴኖትራክ ዓብይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ምድብ ክልተ ናይ ሎደር ዓባይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 8, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 8, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ