ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት ስራሕቲ ጣብያ ኣባይ ፀሃይ ፍሉይ ቦታ ማይ እንግዳ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ተፋሰስ AXCY drainage high 0116 ንምስራሕ ደረጃ 8 RC /GC ብብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ብማሕበር ወይድማ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም