ተዓፅዩ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቑሑትን ናይ ዕገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማሉኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳሎዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 2, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 2, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ