ኣብ ምጥያሽ እትርከብ ማሕበር ኣክስዮን ዓለምለኻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ፕላቲንየም፣ቢዝነስ ፕላንን ስትራቴጂክ ፕላንን ክተስርሕ ትደሊ። ስለዚ፣ ተመሳሳሊ ሰነዳት ኣብምድላው እኹል ተመክሮ ዘለኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወጸሉ ዕለት 18/08/2016 ክሳብ 27/08/2016 ኣብ ዘለዎ 10 መዓልትታት እትሰርሕሉ ዋጋ ናብ ቤት ጽሕፈት ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን ክተቕርቡ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ምልክታ ጨረታ

ኣብ ምጥያሽ እትርከብ ማሕበር ኣክስዮን ዓለምለኻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ፕላቲንየም፣ቢዝነስ ፕላንን ስትራቴጂክ ፕላንን ክተስርሕ ትደሊ። ስለዚ፣ ተመሳሳሊ ሰነዳት ኣብምድላው እኹል ተመክሮ ዘለኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወጸሉ ዕለት 18/08/2016 ክሳብ 27/08/2016 ኣብ ዘለዎ 10 መዓልትታት እትሰርሕሉ ዋጋ ናብ ቤት ጽሕፈት ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን ክተቕርቡ ንዕድም። ንተዓወቲ እዚ ጨረታ ብስልክን ብምልክታን ከምእነፍልጥ ንሕብር።

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ፡-

1. ዝትሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

2. ኣብ ምድላው ተመሳሳሊ ሰነዳት ዘለዋም ተሞክሮ ምስ ሙሉእ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

ኣድራሻና፡-ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን፤ ቀበሌ 16፤ ከባቢ ኮሌጅ ሸባ፤ ፊትንፊት ፈታ ፋሽን።

ቁጽሪ ስልኪ፡ _ +251988078976

[email protected]

ጨረታ መደብ