ተዓፅዩ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሒዋነ ማይነብሪ ዝኮነ ኣብ ጠቢያ ሒዋነ ዝርከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ናይ መሰረት ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ናይ ደኣንት ሰርፊኬት ደረጃ 8 GC ደቀቅቲ ደራጃ 8 BC ንእሽተይን ብቅዓት መረጋገፂ ዘለኩም ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንት ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብዝሐዞ መሰረት ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ማለት ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ከም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌከትሮኒክስ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ ስፔር መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ አዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝኸረ- ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2017 3:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019