ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ክልተ nack mike sate : ዓሰርተ SDCARD DMNNT Batteries switchS81525 plus charger switch battery ማለት እዉን SwitchS81525 plus 73 በዝሒ ሰለሰተ: switchS81525 battery charger በዝሒ ክልተ : ናይ ባዕል ሞያ ካሜራ መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ