ተዓፅዩ

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ፕርፎርማ ዕድጊት ቧንቧ ኣቁሑት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 3, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ፍሌሽ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ናይ ዉሽጢ ስልኪ ፅገና ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕጋን ትደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 9, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ አብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ሰራሕ ተፈጥሮን ውሕስና ምግብን ከይዲ ሰራሕ ህንፀት መስኖ ቤት ፅሕፈት ህንፀት መንገድን ምምሕዳርን ብናይ ሴፍትኔት ካፒታል ብጀት ንህንፃ መስርሒ ዝተመደብ ኣብ ዝርዝር ዘለዎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ጋብዮን ፀፅር ሲምንቶን ሓሽዋ አምኒ ወዘተ ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019