ተዓፅዩ

ቤ/ፅ/ኣ/ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምትሕልላፍ ብዝተቀመጠ አዋጅ ቑፅሪ 721/2004 አንቀፅ 8 ንኡስ አንቀፅ 1 ኣብ ፊደል ተራ ቑፅሪ ካብ 'ሀ' ክሳብ ሠ ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ንመንበርን፣ንግድን ሆቴልን ኣፀደ ህፃናትን ጠቕላላ 204 ዝተዳለወ ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንምትሕልላፍ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋንመንበርን ኣፀደ ህፃናትን ትወዳደሩ ብር 3500.00 ከምእውን ንንግድን ሆቴልን ትወዳደሩ ብር 4000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ስኒት ኣካዳሚ Bill of quantity ንምውፃእ ብጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይተገለፀን
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019