ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ማይ ፀብሪ ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ኣብ ከተማና ንዝርከቡ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 13, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 15000 : መለዋወጢ ኣቀሑት መኪና 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ንምግብን: ናይ ምግብና ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ግልጋሎትን ዝዉዕል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሮብ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንምግብን ግልጋሎትን ዝዉዕል 5000 : ናይ ምግብና ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል 2000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ፅህፈት መሳርሒ ኣቁሑት ( Stationery Matreials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 12, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 13, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 13, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኣከበ ድርቓ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 1, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019