ሱር ኮንስትራክን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታት አብ ላጪ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ካባቢ ቤት ህንፀትን መሰቦ ፕሮጀክትን ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልግለ ንብረት: በርሚል : ናይ መኪና ባትሪ ጎማ :ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን ዕንፀትን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

1 ሰለዚ ኣብዚ ጨረታ ምስታፍ ትደልዩ ተወዳደረቲ ዝርዝር ንብረትን ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሒታት ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ምስተጋወሐ ካብ 7/9/2017 ዓም ክሳብ 27/9/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስርሕ ሰዓት ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ላጪ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ክትወስዱ ነፍልጥ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s