ተዓፅዩ
ቤ/ፅ/ኣ/ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምትሕልላፍ ብዝተቐመጠ አዋጅ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ንመንበርን፣ንግድን ሆቴልን ኣፀደ ህፃናትን ጠቕላላ 158 ዝተዳለወ ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንምትሕልላፍ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 18, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋንመንበርን ኣፀደ ህፃናትን 3500.00 ንንግድን ሆቴልን 4000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ