ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ከተማ ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት እዉን ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መሳርሒ ፅሬት : ዓለባ : ዕጥቂ ስፖርትን: ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 1, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 1, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬት : ጉልበት ዋጋ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ሕትመት : ዕጥቂ ስፖርትን : ጉልበት ዋጋ ፅገና ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 3, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 3, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንናይ ወረድኡ ኣብያት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ባትሪኡን : መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ : መሳርሒ ፅሬት : ስፖርት ዕጥቅን ፎቶ ነዳዲ መትሓዝን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 26, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንካልአይ ግዝ ዝወፀ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንምግብና ኣቅሑት አገልግሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 24, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 24, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019