ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፀሕፈትን ካልኦት ሃለቅቲ አቁሑትን አቁሑት ፅሬት ኤለክትሮኒክስ አቅሑት ቢሮ ሕትመት ዕጥቂ ስፖርት መለዋወጢ አቁሑት መኪና ጎማን ካላማደርያን መኪናን መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮለጅ ትምህርትቲ መምህራን አመራርሓን ትምህርቲን ዓድዋ ን2011 ዓም ዘመነ ትምህረቲ ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ: መስመር ኤሌክትሪክን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ኣይሲትን : ዕጥቅታት ስፖርት : ኣቅሑት ኬሚካላትን ቤተ ፈተነ ሳይንስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 9, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019