ተዓፅዩ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2010 ዓም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሕትመት : መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት :መሳርሒ ህንፃ :ደንቢ ክዳን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ አገልግሎት ዝሃቡ ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2011 3:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሕፈት : መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ቢሮ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ከምእዉን መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን ተሽከርከርቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 4, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 4, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ (Construction Material )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 9, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019