ተዓፅዩ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክሰርሕን ይደሊ።መደብ 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣መደብ 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣መደብ 3 ናይ ምርምር መሳለጢ ዝኸውን ግሪን ሃውስ ኮንስትራክሽን ኣብ ዞባ ደቡብ ኣላማጣን ኸባቢኣን ክሰርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ደጀና ኬምካል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ እንዳሰላማ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ሳይቱ በዙሓት ግዜያውን ቀወምትን ሰራሕተኛታት ሓቒፉ ኣብ ምስራሕ ዝረከብ እንትኸውን ነዞም ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ፅሬቱ ዝሓለወን ብተመጣጣኒ ዋጋን ምግቢ፣ ልስሉስ ትኩስን መስተ ዘቕርብ ሞያን ልምድን ዘለዎ ትካል በዞም ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ መዐቀንታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዙይ እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 30, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 30, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ናይ መኻይን ጎማታት ናይ ፅሬት ኣቁሑት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 30, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019