ተዓፅዩ
ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ንናይ ግቢና ተምሃሮን ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዘመን ንካፍቴሪያ ተወዳደርቲ ዝወፅእ ምልክታ ኾይኑ ማለት ማይን መብራህትን ገዛን ብናይ ድርጅት ኮይኑ ካብ ብዓልኩም ድማ ካልኦት ኣድለይቲ ዝበሃሉ ነገራት ኣማሊእኹም ንኽትውዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ