ትካልና ፍረ -ስውኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ንእንስሳ ዝውዕል ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ስለዚ ክትገዝኡ እትደልዩ ተጫረቲ ኣብ ትካልና ብኣካል ብምምፃእ እቲ ንእንስሳ ቀለብ ዝኸውን ሳዕሪ ብኣካል ምርኣይ ይከኣል።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 18, 2011
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 14/01/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ትካልና ዘደለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ካብ መዝገቤት ብምወሳድ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳፁን ክተቅርቡ ይግባእ።
2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/01/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ኣብቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።
3 እቲ ጨረታ ንምክፋት ተጫረቲ ወይ ተወካሊ ኣብ ዘለዎ ዝኽፍት ኮይኑ እቲ ጨረታ ተጫረቲ እንተዘይሃልዮም እቲ ጨረታ ኣይተኣጓገልን
4 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሳረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።