ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣገልግሎት እናሃባ ዝረከባ ተሽከርከርቲ መኻይን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ምፅጋን ካብ ስሩዕ በጀት ንፅገና ኣገልግሎት ዝውዕል ብምድብ ብምክፋል ምድብ1- ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፤ምድብ 2- ጎማ መኪና ፤ ምድብ 3- ዘይትን ግሪስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታቃፍታ ሑመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ