ተዓፅዩ
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲና ዘድሊ ቀዋሚ ኣቅሑት ናይ ቢሮ ፈርኒቸርን ቀዋሚ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ኣሎ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 13, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 13, 2011 8:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ