ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዋና ቢሮ ንባንኪ ግልጋሎት ዝውዕል ባንኮኒ ዕንጨይትን ብረታ ብረትን ፍቃድ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 157.33 (0.3) | 158.90 (0.3) | |
| 184.93 (1.03) | 186.77 (1.03) | |
| 23 (0) | 23.33 (0.11) | |
| 9.59 (0.2) | 9.69 (0.2) | |
| 1.01 (0.01) | 1.02 (0.01) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ