ተዓፅዩ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብ ጅፒ ዝተረከበ በጀት ምድብ 1 ዲስክቶፕ ኮምፒዩተር፣ ላፕቶፕ ኢንተርኔት፣ ምድብ 2ንኣካል ጉድኣት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ማለት ጆስ ሶፍትዌር ፣ ቶኪንግ ዲክሽነሪ፣ ቶኪንግ ካልኩሌተር፣ ዲጅታል ቮይስ ሪከርደር፣ ኢንቮይስ ሶላር ኦዲዩ ፕለየር ፣ ፕረየር ራይተር ፓርኪንግ ሰን፣ ምድብ 3 ዲጅታል ካራ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 19, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 7, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019