ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዝ/የ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 25, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 22, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 22, 2011 5:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 2, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ ንዘመነ ትምህርቲ 2012 ዓ/ም 2ተ መምሃሪ ክፍልታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሃንፅ ስለዝደለየ በቲ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ከፈልቲ ግብሪ ዝኮንኩምን ን2ተ ክፍልታት መስርሒ ዋጋ ዝርዝር ዝሓ ሰነድ ሒዝኩም ካ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/10/2011ዓ/ም ኣብ ቤት ትምህርቲ ስኒት ኣካዳሚ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንከትእትው ነፍልጥ፡፡፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 21, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 21, 2011 8:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ሓለዋ ወርዲያ፣ ውፅኢት ባልትና፣ ናይ ክርስትያን ከፍቲ ስጋ፣ እንጀራ ሽንጉርቲ፣ እንቃቁሖን ኣዮዲን ጨው፣ ቀጠፍ፣ ደረቅ ዕንፀይቲ፣ ቦቲ ማይ፣ ናውቲ ፅሬት ኣቅሑ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሕትመት ኮምፒዩተር ፅገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፅገና ተሽከርከርቲ /ግልጋሎት ጋራዥ/ ኣብ መቐለ ዙርያ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ዓብይን ንእሽተይን ኣውቶብስ/ መኪና ክራይ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕ/ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝስዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ/ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 28, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 29, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019