ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዳቤል ጋቢና ፒክኣፕ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክካረ ይደሊ::ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዳቤል ጋቢና ፒክኣፕ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክካረ ይደሊ::ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዳቤል ጋቢና ፒክኣፕ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክካረ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 18, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 19, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ናይ ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ግልጋሎት እናሃቡ ዝነበሩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ናይ ኮምፒዩተር ላፕቶፕን ኣክሰሰሪ ተዛማድን/ ኤሌክትሮኒክስ/ ኣቅሑት፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መለዋወጢ / ስፔር ፓርት/ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 6, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 6, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 6, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019