Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣብ ጣብያ ሓወልቲ ቁሸት ዓዲ ሓጎስ ኣሸብር ናይ ማይ መስመር ዝርገሐ ዋተር ባይንት ፣መዐደሊ ፣ መስተይ ከፍቲ ንክልተ ማንሆልን ብደረጃ 10 ኣናእሽተይን ልዕሊኡን ማይን ኮንስትራክሽንን ብCRJF በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታራያ ዓዘቦ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ