Closed
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ደ/ናዝሬት ቁሸት ምዓም ኣጣሊ (ሓደ ራህያ)፣ ኣብ ጣብያ ኣማኒት ቁሸት ዓዲ ቀሸፎ ዝስራሕ ሓደ ራህያ ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብማሽን ክነኩዕት ስለዝደለና ነዚ ረቋሒ እተማልኡ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታደጎዓ ተምቤን
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ