Closed
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ 45 ሰብን ዕሊኡን ዝሕዛ 1ይ ደረጃ ማአከላይ ኣወቶብስ መኪና ካብ ማእከል ሓወልቲ ሰማአታት ትግራይ ኣብ ሃገረ ሰላም ናብ ዓዲ ገዛእትን መልፋን በፂሕካ መልሲ ግልጋሎት ዝህባ ኣውቶብሳት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንካረ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2011 10:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 21, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ