ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2011 8:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/07/2011ዓ/ም ክሳብ 12/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ0344-408887 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s