ተዓፅዩ

/ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ/ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መተሃራ ፣ ኣዳማ ፣ ወንጂ፣ ብማእኸላይ ዋጋ ብምዉፃእ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አአወዳዲሩ ስኻር ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2012 9:15 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ ልምዓት ሕርሻን ሓላ ስነ ከባብን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ንሓሙሽተ ክፍለ ከተማታት ማለት እዉን ናይ ኹሓ ፣ ሓድነት ፣ ዓይደር ፣ ሓወልቲን ፣ ሰሜንን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዳበርያ ዱኩዒ ንምጉዕዓዝ ናይ ትራንስፖርትን መፅዓንን መራገፍን ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ካብ እንደርታ ዩኔን መደብር ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ክጉዓዓዝ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ፍቃድን ሊቭረ ዘለኩምን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ