ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ደረቅ ፅዕነት ንምልዓል ብቅዓት ንዘለዎም 1ይ ደረጃ ዶብ ሰገር መጓዓዝያ ኣጎልግሎት ወሃቢ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፋብሪካ ንብረት ኮል ካብ ጅብቲ ወደብ ናይ ፋብሪካ ስሚንቶ ከጋዓዕዝ ስለ ዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ መጋዓዝያ ወሃብቲ ትካላት ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 1, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎ
2 ብበዓል መዚ እቶት ዝተፈቀደሉ ቅብሊት ከቅርብ ዝክእል
3 መኸበሪ ጨረታ 100,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ጠቅላላ ኣብ ጅቡቲ ዘሎ 40 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ኮል ከማላልስ ዝክእል
5 ናይ መጓዓዚ ዋጋ ዝምልከት ተጫረቲ ን 1 ሜትሪክ ቶን ዋጋ ክገልፁ ይግባእ
6 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ስራሕ ዉሕስና 100,000.00 ቀርሺ ክትሕዝ ይግባእ
7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 06/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ከእትዉ ዝክእሉ እንትኮኑ እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ሙሉእ እንተኮይኑ ኣብ ዘየለዉሉ እዉን ጨረታ ይክፈት እዩ
8 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 58 06